ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የካይድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ባጀት 2017 ዓ.ምን ኣብቲ መድረኽ ከቕርቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብቲ ቦታ ብኣካል ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክ 191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም 191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣመራርሓ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካየድ ኣሎ።…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይግበር ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሲዳማ ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዩኒዶን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዑሞድ ኡጁሉ፥ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሉ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ ኣፍልጦ ዝህብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ንመንግስቲ ኣፍልጦ ብምሃብ ምስጋና ንምቕራብን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ደገፍ ብፍላይ መንግስቲ ፌዴራል ንልምዓት እታ ከተማ ጠመተ ብምሃብ ተቛሪፆም ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ብምቕፃል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን3 መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ተኣዊጁ Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጁ። እቲ ብሄራዊ ሓዘን፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ህይወት ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር) Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ብዝሓቁፍን ዘሳትፍን መገዲ ንክውገን ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርአያ(ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ምስ ፌዴሬሽን ማሕበር ጉድኣት ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዳማ ዘተ ኣሳሊጡ። መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም። እቶም ርእሰ…