Fana: At a Speed of Life!

ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢት ተምሃሮ ይመሓየሽ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢት ተምሃሮ ይመሓየሽ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)። “ፍትሓውነትን ፅርየትን ትምህርቲ ንህንፀት ትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 14 ክልላዊ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ…

ፖሊሲ ገንዘብ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ፖሊሲ ገንዘብ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን እናተመርሐ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ ኢሎም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ስራሕቲ ልምዓት ትካል ተራድኦ ካቶሊክ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ  ትካል ተራድኦ ካቶሊክ(ሲ ኣር ኤስ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ዋና ኣፈፃሚ…

ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምዕባይ ብዝብል ዘጣየሾ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዓውዲ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳር ይኹን…

ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ኣብ ምዕባ ናይ ዘለዋ ሃገራት ዘላቒ ልምዓት ኣብ ግምት ዘእተወ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ይካየድ ኣብ ዘሎ…

ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም  ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ  ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፥ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና…

ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን – ንዲያሜ ዲዮፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን  ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ። ንዲያሜ ዲዮፕ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ  ኒጄል ክላርክ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ትካል ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ኣብ ምዕባይ፣ ንፈጠራ ዕድል…

ውፅኢታዊነት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትትግብሮ ዘላ  መመሓየሺ ኢኮኖሚ ብዝተማልአ መገዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን  ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ምስ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ዝተሃነፀ ህንፃ ኣዲስ ሲኒማ ኮምፕሌክስ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እቲ ህንፃ በዓል 15 ደብሪ እንትኸውን፥ 592 ህፃናትን 887 ዓበይቲን ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎም ክልተ ኣዳራሻት…