ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ዘጋጠመ ልዑል ሰደድ ሓዊ ፍርቂ ክፋል ከተማ ጃስፐር ዓኒዩ። ከተማ ጃስፐር ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ኣብ ማእኸል ኮረብታዊ ብሄራዊ ፓርክ ጃስፐር እትርከብ ከተማ ኢያ። እቲ ፓርክን ከተማ ጃስፐርን ኣብ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ጉድኣት ዘጋጠሞም ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብመሰረት ዝሃብዎ ኣንፈት ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ናይ ምድጋፍ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናትን ስድረኦምን ኣድላዪ ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ መንግስቲ ብተወሳኺ ናይ ሕብረተሰብ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ተጠናኺሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብራሪ፥ ህይወት 18 ሰባት ካብ መንጎ ዘስኣነ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብህይወት ተረኺቡ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ኔፓል፣ ካትማንዱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ መንጎ እቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ እቲ ኣብራሪ ብህይወት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ኣብራሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዘሎ ቢቢሲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር” ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር”ን ስልጠና ምዕባይ ዓቕሚን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ድልየት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣገለግሎት ኤቲኣር ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ብምስፋሕ ንምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ልዑል ፅርየት ብዘለዎም እታዎታት ዝፍፀም ብምዃኑ ቅድመ ሐዚ ዝርአ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። በቲ ሓደጋ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ይገልፅ-መንግስቲ Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…