ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ኣሎ-መፅናዕቲ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ከምዘሎ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ጠሚቱ ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ብተወሳኺ መዓልታዊ ክልተ ሰባት ብኸቢድ፣ ሓደ ሰብ ድማ ብቀሊል ንኽጉድኡ ምኽንያት ይኸውን ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎም ግደ ንምዕባይ ዝዓለመ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሮጀክት ምጉልባት ዓቕሚ ሲቪል ማሕበረ ሰብ ንሰላም፥ ብድጋፍ ሕብረት ኣውሮፖ፣ ብመተሓባበርነት ኢንስቲትዩት ላይፍ ኤንድ ፒስ፣ ኢንስቲትዩት ሰላም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ተገሊፁ Desta Jun 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ፀብፃብ ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጠንካራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋዕላ ፕሮግራም ተሳትፎኣዊ ሕርሻን ስግግር ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዮም Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሑ። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ከልቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ቢዝነስ ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ተተካኢ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደን ናቶም ቀዳማይ ሕሪያን ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ኣብ ማሕበራዊ…
ስፓርት ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥ 3 ነጥቢ ብምውህላል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ጒያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን Desta Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ጒያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣትሌት መልክናት ዉዱ ነቲ ውድድር ብ31 ደቒቓን 15 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ቦሰና ሙላት ድማ ብ31…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ተኸልኪሉ Desta Jun 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ከምዝተኸልካለ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ረዳት ኮሚሽነር ኣየልኝ ታክሎ፥ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…