ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) መድሓኒታት ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምፍራይ ንፅባሕ ይፅንሐለይ ዘይበሃል ከምዝኾነ ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ልዕሊ 120 ሚሊየን ህዝቢ ንዘለዋ ኢትዮጵያ
መድሓኒታት ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምፍራይ ንፅባሕ ይፅንሐለይ ዘይበሃል ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤግዚብሽን ፍሪያትን ኢኖቬሽንን እታዎታት ሕክምና…