Fana: At a Speed of Life!

ሕቶ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 170 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ እዚ ባጀት ዓመት ሕቶ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 170 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምምላስ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኢትዩጵያ ተፍሪ እቲ ሚኒስቴር፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኢትዮጵያ ተፍሪ 10 ኣዋርሕ…

ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ፥ “መሬትና ንሰብ ሃፍቲታትን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ብኮርፖሪሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ…

ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ-ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። “ልዑል ተሳትፎ ዩንቨርስታት ኣብ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓውደ…

ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤኡ ፕሮጀክትታት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንካልኣይ ግዘ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምፅራይ ንፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ስፔንን ጣልያንን ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ጠመተ ረኺቡ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ስፔንን ጣልያንን ሰዓት 4…

መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ትምህርቲ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወተሃደርነት ዘሰልጠኖም ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ ማእኸል ዘመርቖም ዘሎ ወተሃደራት ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ። እቶም…

ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ሕማማት ቲቪ፣ ኤች አይ ቪን ዓሶን ምቁፅፃር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሓላፊ ዲፓርትመንት ግሎባል ፈንድ ኣፍሪካ…

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ብግዝያዊነት ዝተጀመረ፥ ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎሰቲኒ ፓሌዝ ዘቲየን። እቲ ዘተ ታሪኻዊ ዝኾነ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ምትሕብባራት ንምስፋሕን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…

ቻይና ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምዃን ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ፃዕሪ ከምእትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክሬን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ናብ ሩሲያ ካብ ዝተኻለሉ ክልላት ወተሃደራታ ምስ…