ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
“ሰላምና ዘላቕን ህዝባዊ መሰረት ዘለዎን ንምግባር ሎሚ ኣሰልጢንና ዘመረቕናዮም 11 ሺሕ ሓደሽቲ ምልምላት ኣባላት ሰራዊት…