Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኢትዮ-ጂቡቲ ዝግበሩ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ርክባት ሓበራዊ ምርድዳእ ክብ ዘብሉ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ መሃሙድ ዓሊ ዩሱፍ  ኣቢሉ ካብ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ  እስማኤል ዑማር ጉሌ ዝመፅአ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ከምዚ…

ባንኪ ኣቢሲንያ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲንያ ንካልኣይ ግዘ ዘሰናድኦ “ኣሚን ኣዋርድ” ውድድር ፍፃመ ምህዞ ስራሕ 9 ሰነ ክካየድ ኢዩ። “ኣሚን ኣዋርድ” ፈታሒ ፀገም ውድድር ፈጠራ ምህዞ ዝኾኑ ሓሳባት ብልዑል ንሕንሕ እንተሳትፍ ምፅንሑ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብቲ ውድድር…

ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ታሪፍ ኤሌክትሪክ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወ/ሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ንዘቕርብኡ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ወፃኢ ብምሽፋን ተመጣጣኒ ትርፊ…

መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ተኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳያት ሃማስን እስራኤልን ከምኡውን ዩክሬንን ጋዛን ንምዝታይ ኣብ ጣሊያን ከምዝተኣከቡ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ብዛዕባ ኲናታት፣ ቀረብ ሓይሊ…

ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ፈተና ንልዕሊ 700 ሺሕ ተምሃሮ ብወረቐትን ኦን ላይንን ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ተፈራ ፈይሳ፥ እቲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊን ካልኦት ትሸዓንተ ሰባትን ሒዛ ዝተሰወረት ወተሃደራዊት ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ ዋላ ሓደ ዝደሓነ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ላዛሩስ ቻኩዌራ ኣፍሊጦም። ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማን እቶም ካልኦት ትሸዓንተ…

ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝመርሕዎ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁልፊ ዝኾኑ ሴክተራት ብዕምቆት ብምርኣይ…

ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ህዝባዊ በዓላት ብስነ ምግባር ዝተሃንፀ ሃገር ዝፎቱ ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኢሉ እውን ንሃገርን ህዝብን ዘለዎም…

ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ። ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል…

ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪ መርሃ ግበሪ ፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት(ዜሮ ዶዝ)  ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ እቲ ፕሮግራም ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ግሎባል ኢኒሽዬቲቭ ሕብረት…