ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ሪፐብሊክ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሹመቶም ብምቕባል ኣብ ቅድሚ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሹመቶም ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ከይዲ እቲ ጨረታ 31 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ብመሰረት እቲ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 148 ነጥቢ 1007 ብር ብምዃን ተመዝጊቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ሓቛፊን ፅርየት ዘለዎን ስልጠና ክእለት ኣብ ምስፋሕ ጠመተ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ-ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓቛፊን ፅርየት ዘለዎን ስልጠና ክእለት ኣብ ምስፋሕ ጠመተ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ። መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት ኣፍሪካ፥ “ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ምጉልባት፣ ንፈጠራ፣…
ቢዝነስ መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 14, 2025 0 አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 4፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ባቕሚ ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ምጉልባት፣ ንምህዞ፣ ምዕባለን ዘላቒ ከእለትን ምውዓል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ሰሙን፥ ፖሊሲታት ልምዓት ኢንዱስትሪን ክእለትን፣ ፅርየትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 49 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ብምዝታይ እቲ ደንቢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም – ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም ኢሎም ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ። ኣብ ኤምባሲታትን ኣብያተ ፅሕፈት ቆንስላን ቻይና፣ ፓኪስታን፣ ኲዌት፣ ሮም፣ ዚምባቡዌ፣ ፓሪስ፣ ጅቡቲ፣ እስራኤል፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት፣ ሲዳማን ሃረሪን ዝተኻየደ ስነስርዓት፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ተኸቢሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ። ኣተሓባባሪ ዓውዲ ምምሕዳር እቲ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ብርሃኑ ፈይሳ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣቦታት ብደም፣ ኣዕፅምቲን…