ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ላዕለዋይ ካውንስል ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ብምዝታይ መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሮም። ብመሰረት እዚ መሕለፊ ነጥቢ 50 እንትኸውን፥ ንጉድኣት ኣካላት ተምሃሮ ድማ 45 ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብር 14 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ 2016 ዓ.ም ብር 14 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ ኣሰራርሓ ኣተኣኻኽባ እቶት ብምምዕርራይ እቲ ኣታዊ ብሰለስተ ዕፅፊ ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሸሞንተ ክልላት ተግባራዊ ዝግበር ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ዕላዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣፍሊጡ። ነቲ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝኸውን 424 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዶላር ባጀት ከምዝተትሓሉ እውን ሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ገዛኸኝ ጋሻው፥ ኣብ 2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ኤልያስ ዮኒስ፥ እታ ከተማ ናይ ምምልካዕ ስራሕ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጀመረ ዓለም ለኸ ቅርሲ ጀጎል ብምክልኻን ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ውሕመ ኣፈልጦ ረኺባ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ትካል ስነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፈልጦ ረኺባ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ውሕመ ኒውዮርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ዕላዊ ንምግባር ብሃገራዊ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ኣቢሉ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቨዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቪዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ። ብመሰረት እዚ ኣባል ኮይኑ ንክሰርሕ ዘኽእሉ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣቦ መንበር ኤጀንሲ ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ቻይና ሉዎ ቻውሁይ ኣብ ቤጂንግ ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…