Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ተረኺቦም። ነቲ ፋብሪካ ዝመረቑ ርእሰ ምምሕዳር…

ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ዓብዪ ጒያ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።…

ኣብ ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና…

ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ መንጎ ዝዕደግ 19 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ወደብ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል…

ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ነቲ ህዝባዊ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ…

ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ሓላፊ  ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ክልል…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮንቨርስቲ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት ማእኸል ሕክምናን ስነ ምረዛን ፎረንሲክ፣ ቤተ መድሓኒት ማሕበረሰብ፣ ማእኸል ሕክምና ስነ ኣእምሮ፣ ማእኸል…

ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት "ቢስት ባር"ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን…

መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር…