ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ዓብዱረህማን ገሊፀን።
ኣብ ከተማ ሞጆ ብልዕሊ 360 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ሎሚ ንኣገልግሎት…