ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን -ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ እናሃብና ዝተረፉ ድማ ብሓባር ምስራሕ የድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር ለበዳ ሕማም ሾሮኽ ንምክልኻል 10 ሚሊየን ክታበት ከምዝተውሃበ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ለበዳ ሕማም ሾሮኽ ንምክልኻል 10 ሚሊየን ክታበት ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብካልኣይን ቀዳማይን ዲግሪ ብዝተፈላለዩ ዓውደ ትምህርቲ እናምሃሮም ዝፀንሐ 1467 ብዲግሪ፣ 122 ብድህረ ምረቓ ብድምሩ 1 ሺሕን 589 ተምሃሮ ንመበል ዓስራይ ግዜ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራፅ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራስ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታት…
ቢዝነስ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰሓቢት ልዑል ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝኾነት ሃገር ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂን ምላሽን፥ ሎሚ ዘበን ካብ ፍሪያትን ኣገልግሎትምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፀ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ትሑት ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣፈፃፅማ…