ቢዝነስ ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ Desta May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ምጅማሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ምስቲ ኮርፖሬሽን ውዕሊ ስምምዕነት ብምኽታም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ስራሕቲ ቅድመ ኦፕሬሽን ክገብር ከምዝፀንሐ…
ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ዕደና ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር የዳምፅ ኣሎ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ሕብረተሰብ ኣብ ሓሳባት ኣጀንዳ ዝገብርዎ ዘለዉ ዘተ ይቕፅል ኣሎ Desta May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ዘቑፀረን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተሓባብሮ ዘሎን ምዕራፍ ልዝብ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ። ካብ ትማሊ 21 ገንቦት 2016 ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ተሳተፍቲ ክፋላት ሕብረተሰብ ብጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ Desta May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ኣጀሚረሙዎ። ኣይተ ደስታ÷ኣብ ፅሩይ ከባቢ ምንባር ልዑል…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣምባሳደር ኲዌት ኣብ ኢትዮጵያ ናይፍ ሃኘስ ኣል ኦይታይቢ ክታሞም ኣምቢረሙሉ። እቲ ስምምዕነት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ተዓዊቶም Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ሁዋዌ ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሼንዘን ብትራክ ኮምፒውቲንግ ዝተሳተፉ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ሳልሳይ ሽልማት ምስ ጉጅለ ማሌዢያ፣ ሜክሲኮን ኬንያን ተማቒሎም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ኣበርኪቱ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ዝረኸበን ኣምቡላንሳትን ሞተር ሳይክልን ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ…
ቢዝነስ ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ እቶም ከንቲባታት ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ክልላዊ ኣመራርሓ ኣመራርሓ ይሳለፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ…