ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃማስ እስራኤላውያን ተዓገትትቲ ምስዳድ ጀሚሩ። እቶም ተዓገትቲ ዝተሰደዱ እስራኤልን ሃማስን ቀዳማይ ዙር ትልሚ ሰላም ጋዛ ስምምዕነት ምግባሮም ስዒቡ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሃማስ ክሳብ ሐዚ ብህይወት ዘለዉን ሎሚ ዝስደዱን 20 እስራኤላዊያን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም Desta Oct 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ናብ እስራኤል ቴል ኣቪቭ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቴል ኣቪቭ ቤን ጎሪዮን እንትበፅሑ ብወተሃደራዊ ምርኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ 60 ሰባት ኣሳፊራ አትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶብስ ኣብ ድልድል ጃራ እንትትበፅሕ ምስ ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሉ ምምሕዳር እታ ከተማ። ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 መበል 12 ዓመቱ ምኽኒያት ብምግባር መስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣዳብና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣዳብና ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ፓርክ ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣዳብና ብማሕበረሰብ ጉራጌ ካብ 16 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ ዝኽበር ኢዩ። መናእሰይ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ትውፊታት ዘኽብርዎ በዓል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተጀመሩ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቑን ዝተጀመሩን ግዙፋት ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተሳሊጡ። ዳይሬክተር ዲጂታል ሚዲያ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ቢሻር ሞሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ Desta Oct 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ በራሕለ ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ጉድኣት ኣጋጢሙ። ዋና ኣመሓዳሪ ሰሜናዊ ዞባ ኣይተ መሓመድ ዓሊ ኣስሓብ እቲ ራዕዲ መሬት ኣብቲ ዞባ ወረዳ በራሕለ፣ ኮናባን ዳሎልን ምግጣሙ ተዛሪቦም። ኣብ ክልተ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ፍትሒ ንዜጋታት ኣዝዮም ኣድለይቲ ካብ መንጎ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ምዝማን ጠመተ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…