Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ መበል 47 መዓልቲ ናፅነት…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ንዝገብርዎ ጉዕዞ ምትሕበባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ንዝገብርዎ ጉዕዞ ምትሕበባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ምስ ሚሲዮናት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴ ፃውዒት ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያንን ሚኒስትር ቱሪዝምን…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ክሳለጥ ዝፀንሐ ክልላዊ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ክሳለጥ ዝፀንሐ ክልላዊ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ፥ ካብ ኮሎም ዞባታትን ወረዳታትን ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ተትሪዝያ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ፃንሒት ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ፓትሪዚያን ኣሰናቢቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ- ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ፍልሰት ብዝተዛመደ ብዙሓት ፀገማት ትብዳህ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣካቢ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፍልሰትን ተመስገን ጥሩነህ ዓመታዊ መድረኽ ዘተ እቲ ቤት ምኽሪ ከፊቶም።…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ኣሎ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ከምዘሎ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ጠሚቱ ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ብተወሳኺ መዓልታዊ ክልተ ሰባት ብኸቢድ፣ ሓደ ሰብ ድማ ብቀሊል ንኽጉድኡ ምኽንያት ይኸውን ከምዘሎ…

ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎም ግደ ንምዕባይ ዝዓለመ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሮጀክት ምጉልባት ዓቕሚ ሲቪል ማሕበረ ሰብ ንሰላም፥ ብድጋፍ ሕብረት ኣውሮፖ፣ ብመተሓባበርነት ኢንስቲትዩት ላይፍ ኤንድ ፒስ፣ ኢንስቲትዩት ሰላም…

ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ፀብፃብ ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጠንካራ…

ኣብ ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋዕላ ፕሮግራም ተሳትፎኣዊ ሕርሻን ስግግር ክሌማዊ ለውጢን  ኣብ ከተማ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሑ። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ከልቲኣዊ…