Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ተተካኢ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደን ናቶም ቀዳማይ ሕሪያን ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ኣብ ማሕበራዊ…

ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት  ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥  3 ነጥቢ ብምውህላል…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ጒያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ጒያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣትሌት መልክናት ዉዱ ነቲ ውድድር ብ31 ደቒቓን 15 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ቦሰና ሙላት ድማ ብ31…

ኣብ ከተማ ጎንደር ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ከምዝተኸልካለ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ረዳት ኮሚሽነር ኣየልኝ ታክሎ፥ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…

ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ  እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓዊ ጥፍኣት ብምልኳስ ንምንጋዕ ሰላም ዝንቀሳቐሱ ግብረ…

ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ፋብሪካ ተክለ ትኩእ “ኣስመጪን ላኪ” ምስ ኩባንያ ፒያጆ ህንዲ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ኢዩ ተባሂሉ። ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ፒያጆ ዲያጎ ግራፊ፥ ትካሎም ኣብ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተዳለወ ቢሮ ሃፍቲ ተፈጥሮን ሕርሻን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን እዋን ክረምቲ ዝትከሉ ፈልስታት እኹል ክንክንን ሓለዋን ንክግበረሎም ዘኽእል…

ኢትዮጵያ ተሓጋዛይነት ንምትራፍ ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ብልማዕ ተሓጋዝነት ንምትራፍ ዝጀመረቶ ሽቶ ንምዕዋት ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፥ " ካብ ተሓጋዝነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ክብሪ፣ ነፃነትን…

ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኣሰናዳእነት ሩሲያ ክሳለጥ ዝፀንሐ ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዛዚሙ። እቲ ፎረም ካብ 10 ክሳብ 14 ሰነ 2016 ዓ.ም ክካየድ ዝቐነየ እንትኸውን፥ “ብሪክስ ቺፍ ጀስቲስ ፎረም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝነበሮ…