ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ ክብል ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቶም ጣቢያታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከመዝትከሉ ዝገለፁ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ውሽጢ 250…
ቢዝነስ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ በሃይሉ ንጉሴ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ 25 ቅርንጫፋት ልዕሊ 200 ሺሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት በቲኖም Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት እታ ሃገር ከምዝበተንዎ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ፥ ሚኒስትር ካቢኔ ሰራዊት እስራኤል ቤኒ ጋንትዝ ካብ ዝነበሮም ሓላፍነት ምልቃቖም ስዒቡ ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ካቢኔ ሽዱሽተ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር -ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ እንዳሻው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ እንዳሻው፥ ከባቢ ፅሩይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ -ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ(ዓረፋ) እንተኽብር ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ ከበል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1445 ዓመት በዓል ዒድ ኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ርእሰ ምምሕዳራት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክለላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ ፈተናን መስዋእትነትን በዓል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ማክሮ ኢኮኖሚ ሃኒፃ እያ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Desta Jun 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ዉሽጢ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን መዕባለኣ ደዉ ከየበለት ጥንኩር መሰረት ዝወነነ ማክሮ ኢኮኖሚ ምህናፅ ዝኸኣለት ሃገር ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን…