Fana: At a Speed of Life!

ነዚ ዘበን ዝምጥን ኣተኣኻኽባ ስርዓት እቶት ምትግባር ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መጠን እቶት ኢትዮጵያ ከብ ንምባል ካብ ልሙድ ኣሰራርሓ ብምውፃእ ነዚ ዘበን ዝምጥን ኣተኣኻኽባ ስርዓት እቶት ምትግባር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ሃገራዊ…

መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ፌዴሪኢ ይሰናዳእ ከምዘሎ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ክልላትን ኣብ ዝርከባ ልዕሊ 80 ከተማታት ኣብ ዝተሳለጡ መድረኻት ዘተ መተኣኻኸቢ እታዎት ዝተረኸቡ ሓሳባት መሰረት ብምግባር…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም። “ኣላት” ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ መንግስቲ ኣዘርባጃን ኣብ ውሽጢ ፕሮግራማት ኢኮኖሚ ሓደን ቁልፍን እንትኸውን፥ ተካኢን ንዓለም ለኸ ዕዳጋ…

ኣብ ኣዘርባጃን ዝነበረና ፈላማይ ውዕሎ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር መገዲ ዝኸፈተ ኢዩ-ም/ቀ ሚ/ር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ዝነበረና ፈላማይ ውዕሎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ምልማዕን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻርን መገዲ ዝኸፈተ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ዓስራይ ዓለም ለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ዓለም ለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣካዳሚ ዳኒኤል ተኽሉ (ዶክተር)፥  እቲ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ካብ 9 ክሳብ 10 ጉንበት 2016 ዓ.ም…

ኣብ መንጎ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን እወንታዊ ርክብ ንክህሊ ክስራሕ ኢዩ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እወንታዊ ርክብ ንክህሊ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቤት ምኽሪን ኣመራርሓ ኣካዳሚ ቋንቋታትን ባህሊን  ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበር ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ሄራን ገርባ ኣፍሊጠን። እቲ ኣገዳዲ ደረጃ፥ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን…

ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝጠመተ ኤክስፖ ክዳሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝጠመተ ኤክስፖ ክዳሎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ኤክስፖ፥ “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ብዝብል ስያመ ከምዝዳሎ ተገሊፁ። እቲ “ኣፍደገ ሳይንስ ክኽፈት ኢዩ፤ ቴክኖሎጂ ከዛምደና ኢዩ፤ ምህዞ ንቕድሚት የጓዕዝ”…

ካብ  ሰደድ ንግዲወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ሚኒስቴር ዝከታተሎም ንግዲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም። እቶም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ነዊሕ እዋን ፈታዊትን መሻርኽቲን ናብ ዝኾነት ሃገር ኣቲና ኢሎም። መንግስቲ እታ ሃገር…