ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ Desta May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፥ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣፍሪካን ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም Desta May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ 10 ሺሕ ብር ደገፍ ብምግባር ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም። እቲ ጎስጓስ ሰባት ፅርየቱ ኣብ ዝሓወ ቦታ ብምሻን ከባቢ ፅሩይ ናይ ምግባር ባህሊ ንክምዕብሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ዩክሬን ኣቲዮም Desta May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ዩክሬን ኣቲዮም። እቲ ዲፕሎማሲያዊ ዑደት፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን ዘለዋ ደገፍ ንምግላፅ ዓሊሙ ሃንደበት ዝካየድ ዘሎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ለይቲ ብባቡር ተጓዒዞም ኪዬቭ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ Desta May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ። እቲ ገምጋም፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ኣጠቓቕማ፣ ምስፋሕ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንትን፣ ሽግግር ኢንዱስትሪ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም Desta May 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ 597 መዋእለ ህፃናት ኣብ ከባቢ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ ውልቀን ትካላት መንገስቲን ምህናፆም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ Desta May 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ “ኢንቨስትመንት ውልቀን ምቹውነትን” ብዝብል መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሐንስ…
ቢዝነስ መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ካብ ምዝማድ ብተወሳኺ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትከውን፥ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ መፃኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ካብ ዩክሬን ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲ ሚሳኤልን ድሮንን ምፍሻላ ገሊፃ Desta May 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ዩክሬን ለይቲ ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲታት 16 ሚሳኤል ሓዊሱ 31 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ወቒዓ ከምዝሓምሸሸቶም ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። 12 ሚሳኤላት ኣብ ከባቢ ዶብ ቤልጎሮድ፣ 4 ሚሳኤላትን 7 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ሂቦም Desta May 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብቕልጡፍ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ከምዝሃቡ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቃብ ሰላም ኮሪያ ዝተዋፈረ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ማሕበር ወፈርቲ ኮርያ ኣብ…