ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ከበደ ዴሲሳ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓላፊነት መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት “ከይድገም፣ ፈፂምና ኣይንርስዖን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበሩ ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ – ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር) Desta Nov 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበር ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)። እዚ ኣተሓሳስባ ፍርደ ገምድል ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ…
ስፓርት ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Desta Nov 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ሆንዙ ውድድር ማራቶን ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሩቲ ኣጋ ብ2:24:29 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው እቲ ውድድር ተዓዊታ። ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጫሉ ደሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ፅባሕ ኣብ ፓሪስ ክሳለጥ ኢዩ Desta Nov 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ፅባሕ ኣብ ፓሪስ ክሳለጥ ኢዩ። ሚኒስቴረር ገንዘብ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሎ፥ እቲ ፎረም ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን በዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ። እቲ መድረኽ፥ ኣብ…
ስፓርት ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ Desta Nov 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ ኢሎም ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር መናእሰይን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት መሰል ኣለዋ-ምሁራን Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት ታሪካዊ መሰል ኣለዋ ኢሎም ምሁራን ሕጊ። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን፥ ወሰና ባሕሪ ዝነበረት ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ግዙፍ ሓይሊ ባሕሪ ነይራ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይ ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይን ፍሪያት ንምስሳንን ዝተጀመረ ስራሕ ኩለመዳያዊ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ከልል…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መበል 17 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ም ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ባጀት ዓመት ደምር ኣታዊ ለዕሊ 357 ሚሊየን ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ 2016 ዓ.ም…