ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ Desta May 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ስቲሪንግ ኮሚቴ ሪፎርም ነዳዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ሪፎርም ነዳዲ ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡብምግምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ትግራይን፥ ምስ መሊስካ ምህናፅ ኣል ነጃሺን ልምዓት ኢኒሼቲቭን ብምዃን ኢዩ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ልዝብ ኣካይደን Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ልዝብ ኣካይደን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ከተማታት ኢትዮጵያን እንግሊዝን ክልቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላት ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ዘቲዮም Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣባል ክነሰት ሞሸ ሶሎሞን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ኮሚቴ ምሕዝነት ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቁፅሪ በረራ ET 154 ሎሚ ንጎሆ ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዘሉ ዝነበረ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ተጀሚሩ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ፅርየት ከባቢ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ኣጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ንዝተማልአ ጥዕና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ሀንፀት እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ እዋንታዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝምራሕ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…
ስፓርት ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ Desta May 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሳለጠ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ። ኣትሌት ለሚ 02፡08፡45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድሩ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ።