Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ሓዊን እታ ከተማ ገሊፁ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ፥ እቲ ሣደጋ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መአዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሕት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር ንኣረጋዊያንን ዓቕሚ ዘይብሎምን መኣዲ ኣንጊዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ነቶም ወገናት ምእንጋዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓል

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓል ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ፥ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…

ኣብ ብርሃነ ትንሳኤ ኩላህና ንሃገርናን ህዝብናን ልኡኻት ሰላም ንኹን – ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብርሃነ ትንሳኤ ኩላህና ንሃገርናን ህዝብናን ልኡኻት ሰላም ንኹን ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ገሊፆም። ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር…

በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ንሰላም ደቂ ሰባት ብምፅላይ ክኸውን ይግባእ- ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ንሰላም ደቂ ሰባት ብምፅላይ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሊቀጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 907 ኣባይቲ ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 907 ዝተሃነፁን ዝተሓደሱን ኣባይቲ ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንናብራ ምቹኣት ዘይነበሩ ብምፍራስ ኣብ ሓፂር እዋን ዝሃነፅናዮምን…

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ብሙሉኡ እንኳዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።…

ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ  ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…