ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጲያ ጥላሁን ከበደ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…