ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም Desta Apr 27, 2024 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ብዓል፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልልን ካልኦት ክፋላት…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት መደሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ተጓዓዝትን ኣገልግሎት ፅዕነትን ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ክሳብ 1 ሰባት ናይ ምጉዕዓዝ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ኣገንዚበን። ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ግደ ደቂ ኣኒስትዮን ተሳትፎን ዝጠመተ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ “ፋውንዴሽን ቢል ኤንድ ጌትስ” ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋውንዴሽን ቢልን ጌትስን ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ዕላዊ ገይሮም Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። ክብሪ ባህሊ ፅርየት ማሕበረሰብ ዝሓለወ ንምግባር ዝተተለመ እቲ ጎስጋስ፥ ቤተ ፈተነታት ዘመናዊ በዝኾነ መገዲ መህናፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 22 ግዘ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኣእሙሮኣዊ ንብረት ንዘላቒ ልምዓት፤ መፃኢ ግዘና ብምህዞን ኢኖቬሽንን ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎ ሽርክና ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ብዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን ምስ ዝተመርሐ ቀዳምነት ኣብ ዝወሃቦም ኣጀንዳታት ጥዕና ጠመተ ብምግባር ተላዚቡ። ዶ/ር መቅደስ፥ ኣብ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ዘተባብዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው። እቶም ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣስታት 63 ዓይነታት እንትኾኑ፥ ካብዚኦም ኮብልስቶን፣ መገድታት ፀፀር፣ መፋስስ ተረቋሕቲ ኢዮም።…