Fana: At a Speed of Life!

ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ገይሩ። ሚኒስቴር ዴዔታ ዶ/ር አየለ ተሾመ፥ ዓውዲ ጥዕና ልዑል ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ኣብ ከይዲ ንዝረኣዩ ክፍተታት ንምምላእ ኣመራርሓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩርዓት ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ በዚ መገዲ ብምህናፁ ከምዝተሓጎሱ ምዝራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሓላፊ ብሔራዊ ኢንተርፖልን ዓለም ለኸ መምርሒ ትሕብብር ፒሊስን ረዳት ኮሚሽነር ደጀኔ በቀለ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ኮንፈረንስ…

ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ማእኸላት ህንፀት ስፍራታት ስፖርትን ስብእና መናእሰይን መርኣዮም ከንቲባ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስርዓት መተባብዒ ሰደድ ወፃኢን ቀረፅን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ኣዋጅ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ባለስቲክ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ። ዩክሬን ነቲ ሚሳኤል ብውሑዱ ሓደ ግዘ ምጥቃም ከምዝጀመረት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ምርግጋፆም ተሓቢሩ። እቶም ኣፅዋራት ኣብ ወርሒ መጋቢት ብፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን…

ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ኣገልግሎት ብምርካብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እቲ ቤት ዕዮ ተዓዚቡ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ። ብመሰረት እዚ ካብ 26 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀምሮ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሐዚ እዋን ሰሙናዊ 7 በረራታት ከምዝገብር ኣብቲ መገዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብዱልሃሚድ ኣል-ዳባይባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣማሲዮም ኣብ ዓለም ለኸዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ኣቀባብላ…

ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብሓባር ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም። ወዲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ዝኾኑ መበል 15 ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ዓፋር፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ድሕሪ ዝነበሮም ፃንሒት ሎሚ መዓልቲ ናብ…