ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዋን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምስፋሕ፣ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ እተን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኣብ ምስፋሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 11፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ኢንዱስትሪ ንሃገርን ነቲ ትካልን ዝህቦ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳራዊ ፍትሒ እምነ ኩርናዕ ማሕበራዊ ፍትሒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳራዊ ፍትሒ እምነ ኩርናዕ ማሕበራዊ ፍትሒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ነዚ ዝበሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዘሰናደኦ ኣብ ኣዋጅ ስነ ስርዓት ምምሕዳርን ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒን ኣብ ዝተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብሕልፈት ህይወት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኬኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብሕልፈት ህይወት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኬኒያ ጀኔራል ፍራንሲስ ኦሞንዲ ኦጎላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ፥ ጀኔራል ፍራንሲስ ኦሞንዲ ኦጎላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን 12 በረራ የካየድ ከምዝነበረ ኣዘኻኺሩ። ይኹን እንበር ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝገብሮ በረራ ናብ 18 ክብ ከምዘብሎ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ። ብዋና ዳይሬክተር ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ተወከልቲ ካብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ምክልኻል ሃገር፣ ኢንዱስትሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ። መበል 10 ኣኼባ “ወርኪንግ ግሩፕ” ብሪክስ ሓለፍቲ ዓውዲታት ኩለን ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸብሉ ካብ 16 ክሳብ 17 ሚያዚያ 2024 ኣብ ሞስኮ ተሳሊጡ።…