Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መበል ሻድሻይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ።   ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም። እቲ በዓክ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ቀላይ ሃርሰዴ፥ “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት ተኸቢሩ።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ኢዩ፤ ብዝበለፀ መሬት ብዝናብ ዘፅገበ ፈጣሪ ብምስጋና…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቀዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ እንቋዕ ንመዓልቲ ምስጋና ኢሬቻ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም። እቲ በዓል ናይ ታሕጓስ፣ ምዕባለን ንክኸውን እምነ…

ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸዚኖም ይርከቡ-ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብዓይነትን በዝሕን ተኸዚኖም ይርከቡ ኢሎም ሚኒስትር ዕደና ኢትዮጵያ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ 2018 ዓ.ም ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ ብህዝቢ ኦሮሞ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ፣ ምስ ሰብ ሰላም፣…

ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ 26 መነስከረም 2018 ዓ.ም ከካይዱ ኢዮም። ዘበን ስራሕ ሓደ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካም መወዳእታ ሰሙን ወርሒ መስከረም…

ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ምልክት ሰላምን ዕርቀ ሰነያን ሲንቄ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣደታት ኦሮሞ ብቑመተን ልክዕ ብዝተሰናደአትን ቀጥ ካብ ዝበለ ምሩፅ ዘንጊ ሃሮሬሳ እትዳሎን በትሪ ሲንቄ፥ ዝተመርዐወት ጓል ተንስተይቲ እትሕዞ መፍለይአን ኢዩ። በትሪ ሲንቄ ብቐሊሉ ዘይስበር፣ ጓል ኣብ መዓልቲ መርዓ ብኣዲኣ ንመርዓት ዝወሃብ…