ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብምጥቃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ታክስ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ሓሙሽተ ዓመት ከምዝሓዘ ገሊፁ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ታክስ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ሓሙሽተ ዓመት ከምዝሓዘ ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ባንኪ ዓለምን ኣብ ኣተገባብራ እቲ ፕሮጀክት ዘቲዮም። ሚኒስተር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ቤት ዕዮአን ኣብ 2022 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ከም ሃገር ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ቢዝነስ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ዓውዲታት ንግዲ ኢንቨስትመንት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ስራሕቲ ንግዲ ኣታዊን ሰደድ ወፃኢን፣ ጅምላን ችርቻሮን ክፍቲ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቶም ዓውዲታት ንግዲ ንብዙሕ ዓማውቲ ተኸልኪሎም ከምዝፀንሑ ሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብቐሊሉ ምስሓብ ዘኽእል ኣዋጅ ኢኮኖሚ ፍሉይ ዞባ ፀዲቑ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብቐሊሉ ምስሓብ ዘኽእል ኣዋጅ ኢኮኖሚ ፍሉይ ዞባ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳለጦ መበል 21 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ እቲ ኣዋጅ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ፣ ገብርና፣ ንግዲ፣ ኣገልግሎትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ናፃ ኣገልግሎት ንቕለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ ምሃብ ጀሚሩ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ምስ ኦፕሬሽን ኢትዮጵያን ፕሮጀክት ሂማልያ ካትሪክት ዝተብሃለ ትካል ምግባረ ሰናይን ብምትሕብባር ብዓይነቱ ዝተፈለየ ወፍሪ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ክፍሊ ዓይኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ መከደባት እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ ፀብፃብ ኣብ ዘዳመፅሉ እዋን፥ እቲ ኮሚሽን ልኡኹ…
ስፓርት ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብልዑል ውፅኢት ተዓዊታ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብሰፊሕ ውፅኢት ተዓዊታ። እቲ ተጓሳጢት ኣብ ካልኣይ ዙር ከቢድ ሚዛን ብምዕራፍ ብውሳነ ዳይና ከምዝተዓወተት ተገሊፁ። ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕቲዮ፥ ኢትዮጵያ በምውካል ዝተሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁን ምስ ኢኮኖሚክ ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ካውንስለር ያንግ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ብሓባር ምስራሕ…