ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አራኤል ተስፋዬ ይታይህ፥ ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣደም ኑሪ፥ እቲ ቢሮ ኣብ 9 አዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፆም። እቲ ኣታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም። እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይራ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣቢሉ ዝተለገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ደገፍ ዝተገበረለን፥ ንሆስፒታል ዓይደር፣ ስፔሻላይዝይድ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእ ዓቕመን ናብ ስራሕ ዝተመለሳ ትካላት ልዑል ኣፈፃፅማ ስራሕ የመዝግባ ኣለዋ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ዝተለሞ ዓመታዊ ኣታዊ 169 ሚኢታዊት ዕውት ከምዝገበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ዓበይቲ ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣብቲ በዓል መዚ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኪሮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት መረዳእታ ጥዕና ምጅማር ይግባእ-ዶክተር ኣማንኤል Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ምጥንኻር መባእታዊ ክንክን ጥዕናን ስነ ተዋልዶን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሳሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማንኤል ሃይለኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ተባሂሉ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምውዛዕ ስኑዕ ሓባሬታን ዘረባታት ፅልኢን ዘለሉ ኩነታት ዝጠመተ ፀብፃብ መፅናዕታዊ ዳህሳስ ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ እቲ…