ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም። ኣብ ጃፓን ዘሎ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ ሴሚናር ነግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ-ጃፓን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ – ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ ምስ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ዝኾነ ኣርቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢኮኖሚአን ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ገሊፁ። ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን ሓደሽቲ ዕዳጋታት ከምዝተፈጠሩ እውን ምክትል ዋና ኣዛዚ እቲ በዓል መዚ ሻፊ ኡመር ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ እወንታዊ ውፅኢት…
ቢዝነስ ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ተዛሪቦም። ኣብ ዩንቨርስቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ ፋይናንስን ፖለቲካል ኢኮኖሚን ደጀኔ ማሞ (ዶ/ር)፥ እቲ ንግዲ ንሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤአይዲ) ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ “ፊድ ዘ ፊውቸር ኢትዮጵያ ሃይላንድስ” ንዝተብሃለ መርሃ ግብሪ መጣየሺ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 120 ሺሕ ንዝኾኑ ብሴፍቲኔት ንዝተመረቑ…
ቢዝነስ ንሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ብበዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ቅድም ክብል ብባሬስታ፣ ምጥዓመን ምቑላውን ቡን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብዚ ካልኣይ ዙር ድማ በፍላይ ብምጥዓመን ምቑላውን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕንወት ኢኮኖሚ ብስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ንምስላጥ ኣብ ሃገራዊ ትልሚ ብምክታት ይስራሕ ኣሎ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን…
ጥዕና ኣብ ትግራይ ልዕሊ 4.5 ኪሎ ሕበጥ ካብ ሓንቲ ወላዲት ብመጥባሕቲ ተወጊዱ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ኪሎ ሕበጥ ብመጥባሕቲ ከምዝወፅአ እቲ ሆስፒታል ሓቢሩ። እቲ ዘጋጠመን ሕበጥ ብመጥባሕቲ ዝወፅአለን ጓል 45 ዓመት ወይዘሮ ለተብርሃን ሃይሉ ነባርነተን ኣብ ከተማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ልዕሊ ኢራን ኣብ ዝካየድ ዝኾነ መጥቃዕቲ ሕነ ምፍዳይ ኣሜሪካ “የለኹሉን” ኢላ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢራን ኣብ ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ሕነ ምፍዳይ ኣሜሪካ ከምዘይትሳተፍ ንእስራኤል ከምዘጠንቀቐት ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊፆም። ቅድሚ ሓደ መዓልቲ ምሸት ቀዳም ለይቲ ልዕሊ 300 ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ሚሳይላትን ኢራን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ በኣምላክ ቢያድግልኝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በኣምላክ ቢያድግልኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ራብዓይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16 ተወዳደርቲ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር፥ ሎሚ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ብዝተኻየደ ናይ…