ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 569 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ሂቦም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል 569 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ሂቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዓውዲ ምክልኻልን ቁፅፅርን ሓደጋ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ብጉድለት ጥንቃቐ ከምዘጋጠመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ- ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16…
ቢዝነስ ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 3 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 169 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊን 66 ሚሊየን ብር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም Desta Apr 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ኣብን ሆስፒታል ኢትዮ-ኢስታንቡል ዑደት ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Apr 12, 2024 0 ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ገዚያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያ ምፍራይ ተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ገዘፍቲ ካብ ዝበሃሉ ኩባኒያ ምፍራይተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እቲ ክታም፥ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ Desta Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ። ኣብዚ ሰሙን 12 በረራታት ብምግባር ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ማእኸል መፅንሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድን ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ከፊቶም Desta Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቪዮላ ኣምኸርድን መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ኣብ ከተማ ባዝል ከፊቶም። እቶም ፕሬዚዳንታት ከልቲኣዊ ዘተ ዘካየዱ እንትኾኑ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓን ኣባልን ፅንፈኛ ሓይሊ ስጉምቲ ተወሲዱ-ፖሊስ Desta Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓን ኣባልን ፅንፈኛ ሓይሊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ፥ ኣመራርሓን ሓደ ኣባል ጉጅለን እቲ ፅንፈኛ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ሓደ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ። ከም…