Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 92 ሚኢታዊ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዘገልግል 11 ሚሊየንን 160 ሺሕን 474 ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 10 ሚሊየንን 270 ሺሕን 266 ኩንታል(92 ሚኢታዊ) ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ። 500 ሺሕን 480 ኩንታል ኤን…

በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። ስለዝኾነ…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ከምኡወን ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ። ልዑል ነጥቢ…

ኣብ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝመፅኡ ማሕበራዊ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ለውጥታት ንምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…

ህዝበ ሙስሊም ነቲ ብዓል ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንከኽብር ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ነቲ ብዓል ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንከኽብር ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ጠሚቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድ ንግዲን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዓውዲ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ምርካብ ኣብ እዋን ሕድሳት ቀዳምን…

መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ብምትሕግጋዝ ክኸውን ኣለዎ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ   ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓ/ቃድር መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ማሕበረሰብ  ሙስሊም መበል 1445  በዓል…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ስነ ስርዓት ርኽክብ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ቀረብ መስተ ማይ…

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኮሚሽነር ንግድን ኢንዱስትሪን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽነር ንግድን ኢንዱስትሪን ሕብረት ኣፍሪካ ኣልበርት ሙቻንጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዓውዲ ግብርናን ኢንዱስትሪን ተመጋጋቢ ብምግባር ብምስራሕ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ዘኽእሉ ስራሕቲ  ሓቢርካ ንምስራሕ…

ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ መንግስቲ ለውጢ ዘምፅኦም ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢታት ንምድጋፍ…