Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ። ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማታት በርሊን፣ ማድሪድን ዴጉን ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሙላቷ ተክሌ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 6 ደቒቓን  53…

ኣብ ከተማ ገንዳ ውሃ ዝሳለጥ ዘሎ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት፥ ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሃገርና ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ግደና ክንዋፃእ ኢና፣ ብሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ዝብተን…

ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ። እቲ ደገፍ፥ “ንሰላምና ዘብዒ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበርዎ ኦፊሴላዊ ዑደት ብምዝዛም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበርዎ ኦፊሴላዊ ዑደት ብምዝዛም ከምዝተመለሱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም። ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝኸዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ብፕሬዚዳት ፖልካጋሜ…

ብም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዓለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ናይ…

ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ህጅራ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ መስቀል ኣደባባይ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ዝተሳተፉሉ…