Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ናብ ኣደባባይ ብምውፃእ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ክብሪታት ብዓል ፊቼ ጨምበላላ  ንህንፀት ሃገር ክንርበሐሎም ይግባእ -ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪታት ብዓል ፊቼ ጨምበላላ  ንህንፀት ሃገር ክንርበሐሎም ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ብዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከባ ኩለን ክፍላተ ከተማ ዝመፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። በቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ። - ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ሃገርና ግደና ክንዋፃእ ኢና!…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም። እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተረኸቡ ኣብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ዞባ ሃላባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዝሓለፉ…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብቲ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃፅኡ ነበርቲ፣ ሓረስቶትን ሰራሕተኛ መንግስቲን ተረኺቦም። እቶም ሰልፈኛታት፥ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ 28 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ…

ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ  ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…

ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዙሓት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ፅባሕ ዝኽበር እንትኸውን፥ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብቲ ከባቢ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ…