Fana: At a Speed of Life!

ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…

“ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ስታርት አፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይአ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣብ ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ ጡረታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ  ጡረታ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋናት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ብዛዕባ እቲ ክፍሊት ሕቶ ምልዓሉ ይዝከር።…

ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሽባታ ሂሮኖሪ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።…

ከተማታት ተመረፅቲ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ንክኾና ፕሮጀክት ኮሪደር ልምዓት ሓጋዚ ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ተመረፅቲ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ንክኾና ፕሮጀክት ኮሪደር ልምዓት ሓጋዚ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እዚ ቀጣና ብመሰረተ ልምዓት…

ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ። ማሕበር ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ልምዓትን ሃገራዊ ዛዕባታትን ዘለዎ ተሳትፎ ከብ…

70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ መንግስቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርትኳን ኣያኖ ዝምራሕ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ንምምሓውን ዘላቒ ሰላም ንምፍጣርን ክሰርሕ ፀኒሑ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ንምምሓውን ዘላቒ ሰላም ንምፍጣርን ክሰርሕ ፀኒሑ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ዝነበረ ጉዕዞ ለውጢ ዝጠመተ መግለፂ…

ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ንክሰምር ሓጋዚ ንክኸውን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሓቲቱ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ…