ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተ ኣውሮፕላናት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ባሕሪ ደቡባዊ ቻይና ተሓምሺሸን። እቲ በረራ ዝገብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ካብቲ ሓደጋ ምድሓኖምን እተን ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ንምርመራ ናብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ መልኣኸንን ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ፕሮጀክት ካሉብ ጋዝ ፍቕሪ ሃገር ብግልፂ ዝተርኣየሉ ስራሕ ኢዩ Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ካሉብ ጋዝ ፍቕሪ ሃገር ብግልፂ ዝተርኣየሉ ስራሕ ኢዩ ኢሎም ኣካቢ ኮሚቴ ጥምር ሰራዊት ፀፅታን ኣዛዚ ኣብቲ ቀጣና ዝተዋፈረ ከፍለ ሰራዊትን ኮሎኔል ልጅኣለም ምትኩ፡፡ ኣብዚ ሐዚ እዋን ተዛዚሙ ብኽፋል ስራሕ ዝጀመረ ፕሮጀክት ካሉብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ቀጣናዊ ዝምድና ተጠናኽር ኣላ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ቀጣናዊ ዝምድና ተጠናኽር ኣላ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መጀመሪ መርሃ ግብሪ መበል ካልኣይ ሰሙን ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር፥…
ስፓርት ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ኣብ ውሽጢ ዝበለፁ ኣትሌታት እዚ ዓመት ኣቲዮም Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ውሽጢ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ወድድር ጎደና እዚ ዓመት ኣቲዮም። ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ መረዳእታ፥ እቶም ኣትሌታት ኣብ ወድድር እዚ ዓመት በዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ፡፡ ቅርስታት ስነ ፅሑፍ ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው፣ ምክንኻን፣ ምፍላጥን ኣብ ማህደር ዝኽሪ ዓለም ናይ ምምዝጋብን…
ቢዝነስ ፍትሓዊ ክፍፍል ኩባኒያታት ነዳዲ ዝቆፃፀር ኣሰራርሓ… Desta Oct 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብን ፍትሓዊ ክፍፍልን ኩባኒያታት ነዳዲ ዝቆፃፀር ሓዱሽ ኣሰራርሓ ዕዳጋ ተግባራዊ ተገይሩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፥ክፍፍልን ነዳዲ ፈትሓዊን ንልምዓት ሃገር ብዝውዕልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክራማት ካብ ዝለምዐ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም ካብ ዝለምዐ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዘርኢ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ክልል ኦሮሚያ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 መድረኽ ፎረም ጣና ተኸምቢቱ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባን ክሳለጥ ዝቐነየ መበል 11 ፎረም ጣና ተኸምቢቱ። እቲ መድረኽ፥ “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ሰርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፍሪካ ኣብ ስርዓት ዓለም ተረባሒት ምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ዑደት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ” ብዝብል ርእሲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት …. Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሙዚዬም ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ቤት ፅሕፈት ዓቃቤ ሕጊ ፓሪስ ከምዝበሎ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ዝሰረቕዎም ክባራት ገይፃ መይፂ ብምሓዝ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ…