Fana: At a Speed of Life!

ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ስርዓት ኣተሓሕዛ መረዳእታ ሓደጋ ትራፊክ ብምዝርጋሕ ማዕረ እቲ ፀገም ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ስርዓት ኣተሓሕዛ መረዳእታ ሓደጋ ትራፊክ ብምዝርጋሕ ማዕረ እቲ ፀገም ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ነዚ ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ፥ ኮሚሽነር ጀነራል…

ብግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብራዚል ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ብራዚል ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ግብርና ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዲ ንምውሳድ ዝዓለመ ዑደት ኢዩ ዘካይድ ዘሎ…

ጠንካራ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንምፍጣር ዘኽእል ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠንካራ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንምፍጣር ዘኽእል ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብኣብዝሓ ደምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ፥ ትካል ተቖፃፃሪ ውልቀ ዳታ ብምስያም ፅኑዕ ስርዓት ሓለዋ ውልቀ ዳታ ንክፍጠር ንምግባር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ። ውልቀ ዳታ…

ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ነዋይ ሰነደ መዋዕለ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካፒታል ኣተኣኻኺቡ። ብመሰረት እዚ ከይዲ ምትእኽኻብ ካፒታሉ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መግለፂ ሂቡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ናይሮቢን ለንደንን ኣብ ዝተገበሩ ሰብ ሃፍቲ ናይ ምእማን…

ኩባንያ ሲኢኢሲ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ኢንጂነሪንግ ኮርፖሬሽን(ሲኢኢሲ) ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ሊሳ ሮሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን። ኣብቲ ዑደት፥ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ገመድ ፕላስቲክ ዘፍሪ “ኣሁን ኢንጂነሪንግ” ን ጨርቃመርቂን ኣልባሳትን “ኤ ቲ ኤ ም”ን…

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ። ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ መበል 13 ዓመት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብሓድነት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር…

ኣብ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ረዳት…

ኣብ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝመፅኡ ማሕበራዊፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ውፅኢታት ነምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም! ብምዝታይን…

ግድብ ህዳሰ ሃገራዊ ሃፍቲ ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘድሊ መሰረት ኢነርጂ ብምህናፅ ምዕባለ፣ ዕብየትን ሃገራዊ ሃፍቲን ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ  ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። መበል 13 ዓመት እምነ ኩርናዕ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…