ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Desta Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ “ብምክብባርን ምድምማፅን ሰላም ክነቐፅል ኢና”፣ ዓወትና ክንሕሉ ኢና፣ ንቐፃሊ ዓወት ብሓባር ክንሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Desta Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ነበርቲ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆለታ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Desta Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ “ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Desta Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካየዱ ኣሎዉ። እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ዝተረኸቡ ጭቡጣት ለውጥታት ኣብ መልእኽቶም ብምዝርዛር ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ተገሊፁ Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ 469 ሺሕን 80 ነጥቢ 84 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝኸውን 19 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝዕደግን ካብ መንጎ እዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ Desta Apr 1, 2024 0 ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም። እቶም መሳርሒታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ጉምሩክ ሃዋሳ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ክልተ ተጠርጠርቲ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ከተማ ዲላ ናብ ገደብ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪክ ካብ ገደብ ናብ ዲላ ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ህዝቢ መመላለሲት…
ስፓርት ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን። እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ…
ቢዝነስ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፥ ዕዳጋ ነዳዲ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣብ ዝተወሰነ ኣማራፅታት ከፍሊት ዝነበረ ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ቀፃሊ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ምስ ዕዳጋ ነዳዲ ዝዛመድ ካብ ዓማዊልን ካልኦት ባንኪታትን…