Fana: At a Speed of Life!

ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ(ኒውፊን) ብዕሊ ተጣይሹ። እቲ ኔትዎርክ፥ ተረባሕነት ፋይናንስ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዝተጣየሸ ኢዩ ተባሂሉ። ደቂ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ በዓል 3ን 5ን ደብሪ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ  ኣጀሚረን። ካብ ከባቢ ለቡ ንዝተልዓሉ ነበርቲ፣ ዓቕሚ ዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ዝኸውን ኣባይቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ኣዳባ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ። ሓላፊ ክፍሊ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ካብ ጉብሳ ናብ ኣዳባ እኽሊ ብምፅዓን እንትጓዓዝ…

ኩባንያ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር፣ኢ/ር)ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስቴፋን ኣወርን ተወካሊ እቲ ኩባኒያን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 85 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 85 ነጥቢ 9 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝሃበ ኮምሽን ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሓደ ማእኸልን…

ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ  ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ትግራይ ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ክልል ትግራይ ስልጠና ኣብ መቐለ ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና፥ “ ግደ ኣመራርሓ ኣብ ውፅኢታዊ ኣገልግሎት ፖሊስ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ናብ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ናብ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ገሊፆም። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቅድሚ ለውጢ ኣብ ዓውዲታት ግብርናን ኢንዱስትሪን…

ኣዘዝትን ስታፍ ኮሌጅን ልኡኽ ታኒዛኒያ ኣብ ስታፍ ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝትን ስታፍ ኮሌጅን ልኡኽ ታኒዛኒያ ኣብ ስታፍ ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ትምህርታዊ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ፥ ካብ 12 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንነናትን ኣመራርሓ ስታፍ ኮሌጅን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምክትል ኣዛዚ…

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘፅደቖ ውሳነ ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ዓለም ለኸ ደገፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘፅደቖ ውሳነ ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ደገፍ ረኺቡ። ኣብ ጋዛ ኲናት ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ህፁፅ ውሳነ ሓሳብ ደው ምባል ተዂሲ እንተፅድቕ ፈላማይ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ዋና…