ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ። እቲ ምቁርራፅ ብምኽኒያት ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ዝተፈጠረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ስራሕቲ እንትፍፀም ልዑል ጥንቃቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ዲፕሎማሲ ፓርላማ፣ ሰላምን ምርድዳእን ድልድል ምህናፅ” ዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ንጨረታ ዝቐርቡ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚቴ ምምላስ ገሊፁ። ኣባል እቲ ኮሚቴ ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)፥ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ጥራሕ ኣብ 27 ሙዚየማት ቅርስታት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ሓቢሮም። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Mar 25, 2024 0 ገናሕቲ መካይን ካብ 4 ኪሎ ናብ ፒያሳ ዘሎ ህንፀት መገዲ ክሳብ ዝዛዘም ኣማራፂታት መገዲ ንክጥቀሙ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ መካይን ካብ 4 ኪሎ ናብ ፒያሳ ዘሎ ህንፀት መገዲ ክሳብ ዝዛዘም ካብ 16 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣማራፂታት መገዲ…
ስፓርት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትለየት ማሬ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 25 ደቒቓን…
ዝንቕ ፋና 160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ዝኸበደ ውድድር ጕያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሪጣንያዊት ጃስሚን ፓሪስ ነቲ ኣብ ዓለም ዝኸበደ ውድድር ጉያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓል ኣንስተይቲ ኰይና። ጃስሚን ነቲ “በርክሊ ማራቶን” ዝተሰመየ፥ 160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ልዕሊ 18 ሽሕ ሜትር ዓቐብን ቁልቁለትን ዘለዎ ውድድር ብትሕቲ 60…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሽይጣት መፅሓፍ ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኾነ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሆሳኢና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ሃማስን ዘካይድዎ ኲናት ብቕፅበት ደው ንክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ተዅሲ ብቅፅበት ደው ንክብል ሓዲሽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ ግብፂ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዑደት ብምዃን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ “ሕሒ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ። እቲ ማእኸል፥ ብፓዮኒር ዲያግኖስቲክስ ማእኸልን “ረዳት ሄልዝ ኬር” ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውቀ ማሕበርን ብዝተብሃሉ ትካላት ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ። እቲ ማእኸል ነቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩስያ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ 11 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩስያ ኣብ ጥቓ ከተማ ሞስኮ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 143 በፂሑ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝቖሰሉ እውን ኣገልግሎት ድሕነት ሩስያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ በቲ መጥቃዕቲ…