ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ መስኮ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጅምላ ተኹሲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ዕጡቓት ክሳብ ሐዚ ከምዘይተፈለጡ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዩኒፎርም ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባ ስቪልን ኣገልግሎት ነበርትን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሪፎርም ዝሰልጠነ፣ ዘበናዊን ስነ ምግባር ዘለዎን ስቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳንቡእ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ርብርብ የድሊ ተባሂሉ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሳንቡእ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ኣብ ቀፀልቲ ሸውዓተ ዓማውቲ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መበል 18 ዓመታዊ ጉባኤ ምርመራ ሳንቡእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ፖሊስ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ህራስ ዝኸልኦም ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ስኑዕ ሓበሬታታት ብምውዛዕ ህዝቢ ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ተኣመንቲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝረብሑ ዛዕባታት ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ስራሕ ጀሚሩ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ከይዲ ፍሪያት ከምዝተመለሰ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ስርሑ ደው ኣቢሉ ዝፀንሐ ፓርክ…
ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ገሊፆም። ብመሰረት እዚ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝኣትዋ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝኽፈል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ። ፈንድ መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ግንዛበ ናይ ምፍጣር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካቢ…
ቢዝነስ ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን…