Fana: At a Speed of Life!

እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ብምዃን እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ኣንቢሮም። እቲ ህንፃ መንበሪ ኣምባሳደር ሓዊሱ መአከቢ ኣዳራሽን ንዝተፈላለዩ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ፍቓድ ስራሕቲ ምምኻር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብፋይናንስ ባንኪ ዓለም ናይ ዝፍፀሙ ፕሮጀክትታት ናይ ምምኻር ስራሕቲ ንምክያድ ዘኽአል ፍቓድ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምስቲ ባንኪ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቲ ትካል ናይ ምምኻር ሰርሑ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ነክካይዶም ስምምዐነት…

ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ።…

ሳይበር ድሕንነት እቲ ባንኪ ብምሕላፍ ምእታው ዝኸኣለ ኣካል የለን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ግዳም ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ሳይበር ምፅዋር ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣፍሉጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘሎ ጠንካራ ድሕንነት ሳይበር ብዙሓት ፈተነ መጥቃዕቲታት ሳይበር እንተነፃፀሩ እውን ክሳብ…

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ቀረባ እዋን ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ተጓዓዚት ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ…

ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ። ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ምምሕዳር እታ ከተማ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ በምትሕበባር ኣብ 16 ትካላት ከካይዶ ዝፀንሐ ምድላው ምዕራፍ ምዘናን ምደባን…

ኣብ ሩሲያ ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፑቲን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ወዲ 71 ዕድመ ቭላዲሚር ፑቲን ንቐፀልቲ 6 ዓማውቲ ክመርሑ ዘኽእሎም ድምፂ ረኺቦም። ማእኸላይ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ፕሬዚዳንት ፑቲን ልዕሊ 87 ሚኢታዊ ደምፂ…

ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገለግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ዘገልግል ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘናውሐ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል መላኩ ታዬ፥ እቲ ሕድሳት ውዕሊ ቀፃሪ ካብ…