ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን፣ ኢንስቲትዩት መርምር ኣርማወር ሃንሰንን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ማእከላዊ ክልል ኢትዮጵያን ምስ ዞባ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን እቲ ክልል ብምትሕብባር ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣረኪቡ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ እቲ ቢሮ ሙክታር ሳሊህ፥ እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣባላት ቤት ምኽሪ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተናታት ኣጠንኪሮሙና ብፅንዓት ንክንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይረሙና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኣናዮም ፈተናታትን መከራታትን ኣጠንኪሮሙና ብፅንዓት ንክንሰርሕን ውፅኢት ክንረክብን ገይረሙና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፕሬዚደንት ፓርቲ ስምረት ብምዃን ተመሪፆም Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፕሬዚደንት ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ብምዃን ተመሪፆም። እቲ ፓርቲ መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ እንተካይድ፥ 31 ኣባላት ቤት ምኽሪ ስምረት ተመሪፆም። ካብዚኣቶም ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን እቲ ፓርቲ ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ውሽጣዊ ፀገማት ተፃዊሩ ዘካየዶም ስራሕቲ ልምዓት ዝነኣዱ ኢዮም-በለጠ ሞላ(ዶ/ር) Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ውሽጣዊ ፀገማት ተፃዊሩ ዘካየዶም ስራሕቲ ልምዓት ዝነኣዱ ኢዮም ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100 መዓልታት ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና-ኣደም ፋራህ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ዓለም ፀገማት ኣብ ዝረኣይሉ ዓውዲ ኣብ ሃገርና ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ምቕፃል ክኢልና ኢና ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ኮይሻ መንግስቲ ንሃገራዊ ፀጋታት ዝሃቦ ጠመተ ዘርእይ ኢዩ -ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት ኮይሻ መንግስቲ ንሃገራዊ ፀጋታት ዝሃቦ ጠመተ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 2018 ዓ.ም ናይ መጀመሪታ 100 መዓልታት ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካምፕ እንበር ፕሮጀክት ዘይነበሮ ግድብ ኮይሻ ሐዚ ኣብ 128 ሜትር ብራኸ ይርከብ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካምፕ እንበር ፕሮጀክት ዘይነበሮ ግድብ ኮይሻ ሐዚ ኣብ 128 ሜትር ብራኸ ይርከብ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ‘ምርኣይ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ’ ብዝብል ሚል ርእሲ ናይ 2018 በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ናይ ኣዲስ ኣበባ ብዝሃ መልክዕ የርእይ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Desta Oct 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ብምትሕብባር ንምስረሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይሮም። ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ዝገበሩ እንትኸውን፥ ክልቲኦም ትካላት ብምትሕብባር…