Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኡስማን ዲዮን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንኢትዮጵያ ንዝገበርዎ ኩለ መዳይ…

ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣኼባ ኩለ መዳይ ሚኒስትራት ናብ ደቡብ ኮሪያ ምእታዎም ስሺቡ፥ ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ናይ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ። እቲ ባለስቲክ ምሳኤላት ሎሚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2  ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬከተር ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና እቲ ቢሮ ኢብራሂም ተካ ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ማሕበረሰብ ብዛዕባ…

ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ሎ0ሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ምዃኑ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ሕክምና፥ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሆስፒታል ኲሓን ሂማሊያን 'ካታራክት' ምስ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካልን ብምትሕብባር ኢዩ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገም ሲስተም እንበር መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤቲኤም ስራሕ ዘጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ስራሕቲ ኣገልግሎት ዲጂታል ባንኪ ከምዝጅምሩ ኣፍሊጡ። ብኻሊእ…

ናብ ጋዛ ብባሕሪ ፈላማይ ፈተነ ምጉዕዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝተበገሰት ፈለማይቲ መርከብ፥ ዝፅዓነቶ ረድኤት ኣብ ገምገም ባሕሪ ከምዘራገፈት ተሓቢሩ። እታ ኦፐን ኣርምስ ዝዓይነታ መርከብ፥ ትማሊ ሰሉስ ካብ ቆጵሮስ ተበጊሳ ናብታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣፍደገ ጥሜት ከምዘላ…

ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። ምክልት ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ኣብ ዝገበርኡ ዑደት ህፁፅ…

ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሲስተም ደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ክሳብ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝህባ እውን ተሓቢሩ። ብተመሳሳሊ ዲጂታል ኣገልግሎታት እቲ ባንኪ (ኢንተርኔት ባንኪንግ፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ…