ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ እዋን…