ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…