መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ይወሰድ ኣሎ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ገንዘብ፣ ፊስካልን ምስሳን ፍሪያትን ይወሰድ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ፀገማት ህዝቢ ካብ መንጎ ዝኾኑ…