ፓርቲ ብልፅግና ርክብን ምትሕብባርን ኢትዮ-ጂቡቲ ክብ ኣብ ምባል ቁርፀኛ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መበል 45 ዓመት ምስረታ ፓርቲ ኣር ፒፒ ጂቡቲ ብምርካብ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፓርቲ በልፅግና ብምውካል ኣብቲ…