እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥
ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ብቑፅሪ ክሂገ1/7/252 ብዕለት 04 ጥቅምቲ 2015…